⚀ Natna Forum YouTube channel provides current information and educational programs. ⚀ ናትና ፎረም ዩትዩብ ቻናል መምሃሪ፣እዋናዊን ሓቅነቶም ዝተረጋገፁ ሚዛናዊ ሓበሬታት ዘቕርብን ድምፂ ኹሉ ብምኻን ድማ ኣብ ዘመናውነት ፍሰት ሓበሬታ ናይ ባዕሉ ዕዙዝ ግደ ዝዋፃእ ሚዲያ እዩ። ⚀ ናትና ፎረም ይደግፉ።ነዛ ሊንክ ብምንካእ ድጋፎም ይግለፁ። https://www.gurshahub.com/natnaforum9