ክቡራት ተኸታተልቲ መደባትና፡ ድሮ ኣውደኣመት 'ዕዳጋ ከመይ ወዓለ?' ደሃይ ጌርና ኣለና ኣይትርሓቝ! ምትብባዕኩም ኣይፈለየና። @erilink
Show more
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ክቡራት ተኸታተልቲ መደባትና፡ ድሮ ኣውደኣመት 'ዕዳጋ ከመይ ወዓለ?' ደሃይ ጌርና ኣለና ኣይትርሓቝ! ምትብባዕኩም ኣይፈለየና። @erilink
1.2K
11
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ኤሪ-ሊንክ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን 🎉ቅንያት ልደትን🎄 እናበለት፡ ዓመተ 2025 - ኣብ ኵሉ መዳያት መዳርግቲ ዘይብሉ ዓወታትን፡ ሓድሽ ምዕራፍ ዘበስር ምዕባለታትን እንጐናጸፈላ ምዉቕቲ ዓመት ክትኰነልና ትምኒታ ተቕርብ። ኣብዚ ዓመት፡ ፍረ ኵሉ ጻዕሪን ምህዞን፡ ዕጽፊ ብልጽግናን ዕብየትን፡ ዓበይቲ ምዕራፋትን ትርጕም ዘለዎም ዓወታትን ከነመዝግብ ዘለና ጽኑዕ እምነትን ትምኒትን ድማ ንገልጽ! ኤሪ-ሊንክ
947
19
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ናይ ሰንበት ሼር ደቂ 🇪🇷 ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሊንክ። እቲ...ፈላሚ መደብ "ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ኤርትራ" (ዝኽሪ ስነ-ጥበባዊ ጸሊም ኮኾብ የማነ ገብረሚካኤል «ባርያ») ምሉእ መደብ ኣጻፊፍና ኣብ ግዚኡ ከንቅርበልኩም ምዃንና እናሓበርና : ን'ሎሚ ሰንበት ግን....ምስቲ ዕሉል ኣፍቃሪን ኣድናቒን የማነ-ባርያ ዝኾነ ተጋዳላይ ደራሲ እያሱ ኣሰፋው (ወዲ-መነባብሮ) ዝገበርናዮ ዕላል ዘርጊሕናልኩም ኣለና ።
26
0
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ሼር ደቂ 🇪🇷
28
0
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ብ ጠለብ ተኸታተልቲ ምሉእ መደብ ዘርጊሕናልኩም ኣለና @erilink
14
0
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሊንክ፡ ናትኩም ብሉጽ መን እዩ? ንቀጻሊ ስራሕና ሓጋዚ ስለዝዀነ ተገዲስኩም ድምጺ ክትህቡ ብኽብሪ ንሓትት! "ሳልሳይ እብረ ምርጫ" #erilink_vote #eritreanmusic #ከዋኽብቲ_ጽባሕ @erilink #Highlight #Eritrea
ዮሴፍ ቴድሮስ ናይ ኣሌክሳንደር ካሕሳይ "ማማየ" ዝደገመ
ኣማኑኤል ሃብተስላሰ ናይ የማነ ባርያ "ዕላማና" ዝደገመ
ሰመረ ገብራይ ናይ ተመስገን ጣኒቆ "መሙነይ'የ" ዝደገመ
1.4K votes
258
16
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
Now @Erilink
38
0
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሊንክ፡ ናትኩም ብልጽቲ መን እያ? ንቀጻሊ ስራሕና ሓጋዚ ስለዝዀነ ተገዲስኩም ድምጺ ክትህቡ ብኽብሪ ንሓትት! ''ካልኣይ እብረ ምርጫ" #erilink_vote #eritreanmusic #ከዋኽብቲ_ጽባሕ @erilink #Highlight #Eritrea
ራሄል ተኽልዝጊ ናይ ኤልሳ ኪዳነ "ጆባእ" ዝደገመት
ሃና ምስግና ናይ ደሃብ ፋይቲንጋ "ደግሲ" ዝደገመት
ድያና ሚኪኤል ናይ ኣበባ ሃይለ"ኣበይ'ዩ ዓድኺ" ዝደገመት
1.9K votes
384
53
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሊንክ፡ ናትኩም ብሉጽ መን እዩ? ንቀጻሊ ስራሕና ሓጋዚ ስለዝዀነ ተገዲስኩም ድምጺ ክትህቡ ብኽብሪ ንሓትት! "ቀዳማይ እብረ ምርጫ"
ፕጴጥሮስ ብርሃነ ናይ ካሕሳይ በርሀ "ኣደይ" ዝደገመ
ሚልዮን ታደሰ ናይ ተስፋይ መሓሪ "ኣፈርክቡ" ዝደገመ
ከፋሊ እሴት ናይ ተመስገን ገ/ስላሰ (ጣኒቆ) ዝደገመ
ሳይሞን ሙሴ ናይ ዘራብሩኽ ሓድጉ ናጀርያ "ለበዋ" ዝደገመ
2.1K votes
382
85
1 month ago • Eri link - ኤሪ ሊንክ
Please support our channel
24
5